ኩባ - ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ሪፓብሊክ ኩባ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. | ||
---|---|---|
ኣባል ሃገር ላቲን ኣመሪካዊ ባይቶ | ||
| ||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ ¡Patria o Muerte, Venceremos! («ዓዲ ወይ ሞት፣ ክንስዕር ኢና!») | ||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Bayamesa | ||
ርእሰ ከተማ |
ሃቫና ![]() 23°08′12″ሰ 82°21′32″ምዕ / 23.136666666667, -82.358888888889 ![]() | |
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |
ዜግነት ህዝቢ | ኩባዊ/ -ት | |
ዓይነት መንግስቲ | ሓደ ሰልፊ ዘለዋ ኣሃዳዊት ማሕበርነታዊት ሪፓብሊክ | |
• ፕረዚደንት | ሚገል ዲያዝ-ካነል | |
• ምክትል ፕረዚደንት | ሳልቫዶር ቫልደስ ሜሳ | |
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ማንዌል ማሬሮ ክሩዝ | |
ሓጋጊ ኣካል |
National Assembly of People's Power ![]() | |
ናጽነት • ካብ ስጳኛ |
10 ጥቅምቲ 1868 20 ግንቦት 1902 | |
ስፍሓት | ||
• ጠቕላላ | 109,884 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |
• ማይ (%) | 0 | |
ብዝሒ ህዝቢ | ||
• ግምት (2022) | 11,008,112 ተቐመጥቲ | |
ባጤራ | ኩባዊ ፔሶ (CUP) | |
ዞባ ግዜ | UTC -5 | |
ኮድ ኣይሶ | 192 / CUB / CU | |
ዓውዲ ኢንተርነት | .cu | |
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +53 | |
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ |
CUB ![]() | |
ኣባልነት | ||
ኩባ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኩባ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ልኡላዊት ደሴታዊት ሃገር ኮይና፣ ኣብ ኣንቲለስ ባሕሪ ካሪብያን ሰፊራ።